Markedets billigste bøger
Levering: 1 - 2 hverdage

ሰላዪት ኣብ መቐለ

Bag om ሰላዪት ኣብ መቐለ

ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ካብ 1998 ክሳዕ 2000 መጠነ ሰፊሕ ኲናት ኣካይደን፡ ዓሰርተው ሸሞንተ ዓመt ኣብ ከቢድ ሓድሕድ ምትፍናን ይርከባ ነበራ። ካፒተን ዘርይሁን ኣርኣያ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ክልተ፡ ኣብ ሞስኮ ድማ ንሓደ ዓመት ብበረራ ነፋሪት ውግእ ስኾይ ሰልጢኑ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ በሊሕ ኣብራሪ ነፋሪት ውግእ እዩ። 13 መጋቢት 2003፡ ካብ ሞስኮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመለሰ። ኣብ ሳልስቱ፡ ናብ መቐለ ተጸወዐ፣ ሓላፊ ደህንነት ረኸቦ፣ ኣብ ስለያ ወደቦ፣ ስልጠናታት ወሰደ፣ ንበረራ ነፋሪት ውግእ ድሓን ኩን በሎ። 5 ሰነ 2016 እዩ። ንኤርትራ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ንምኽሳሳ ዝካየድ ዝነበረ ጎስጓስ፡ ኣብ ሎንዶን ኣኼባ ተወደበ፣ ካፒተን ዘርይሁን ተልእኮ ተዋሂቡዎ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሎንዶን በረረ። ፌሩዝ ስዒድ ዓሊ መኪ፡ ኤርትራዊት-ሶማልያዊት-ጀርመናዊት'ያ። ብፋይናንስ፡ ብማስትረይት ዲግሪ'ያ ተመሪቓ። ኣብ ፍራንክፈርት፡ኣብ ምኽርን ምድላውን ፕሮጀክት ላህ ማየር'ያ ትሰርሕ። ህጹጽ ተልእኮ ክትፍጽም ካብ ስራሕ ክትሰናበት ተነገራ፣ ተሰናበተት፣ ካብ ፍራንክፈርት ናብ በርሊን ገዓዘት። ፌሩዝ፡ 1.76 ሜትሮ፡ ሓጺር ጸጕሪ ርእሲ፡ ስፍሕ ዝበለ ግንባር፡ ፍሩያት ኣዒንቲ፡ ንኽትስዕመን ዘወናውና ከናፍር፡ ምጥንቲ ኣፍንጫ፡ ጽቡቕ ዝተቐርጸ ደናጉ፡ በላሕን ተዋዛይትን'ያ። ካፒተን፡ ጠላሕ በለቶ፣ ኣብ ፍቀራ ወደቐ። ናብ ኢትዮጳያ ክትኣቱ ሓባበላ፣ ኣተወት። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ክትመላለስ ጀመረት። ክልቲኦም፡ እንታይ ተልእኮ ኾን ተዋሂቡዎም ይኸውን? ሰናይ ንባብ!

Vis mere
  • Sprog:
  • Engelsk
  • ISBN:
  • 9780578964508
  • Indbinding:
  • Paperback
  • Sideantal:
  • 324
  • Udgivet:
  • 2. August 2021
  • Størrelse:
  • 216x138x20 mm.
  • Vægt:
  • 402 g.
Leveringstid: 2-3 uger
Forventet levering: 22. Maj 2024

Beskrivelse af ሰላዪት ኣብ መቐለ

ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ካብ 1998 ክሳዕ 2000 መጠነ ሰፊሕ ኲናት ኣካይደን፡ ዓሰርተው ሸሞንተ ዓመt ኣብ ከቢድ ሓድሕድ ምትፍናን ይርከባ ነበራ። ካፒተን ዘርይሁን ኣርኣያ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ክልተ፡ ኣብ ሞስኮ ድማ ንሓደ ዓመት ብበረራ ነፋሪት ውግእ ስኾይ ሰልጢኑ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ በሊሕ ኣብራሪ ነፋሪት ውግእ እዩ። 13 መጋቢት 2003፡ ካብ ሞስኮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመለሰ። ኣብ ሳልስቱ፡ ናብ መቐለ ተጸወዐ፣ ሓላፊ ደህንነት ረኸቦ፣ ኣብ ስለያ ወደቦ፣ ስልጠናታት ወሰደ፣ ንበረራ ነፋሪት ውግእ ድሓን ኩን በሎ። 5 ሰነ 2016 እዩ። ንኤርትራ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ንምኽሳሳ ዝካየድ ዝነበረ ጎስጓስ፡ ኣብ ሎንዶን ኣኼባ ተወደበ፣ ካፒተን ዘርይሁን ተልእኮ ተዋሂቡዎ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሎንዶን በረረ። ፌሩዝ ስዒድ ዓሊ መኪ፡ ኤርትራዊት-ሶማልያዊት-ጀርመናዊት'ያ። ብፋይናንስ፡ ብማስትረይት ዲግሪ'ያ ተመሪቓ። ኣብ ፍራንክፈርት፡ኣብ ምኽርን ምድላውን ፕሮጀክት ላህ ማየር'ያ ትሰርሕ። ህጹጽ ተልእኮ ክትፍጽም ካብ ስራሕ ክትሰናበት ተነገራ፣ ተሰናበተት፣ ካብ ፍራንክፈርት ናብ በርሊን ገዓዘት። ፌሩዝ፡ 1.76 ሜትሮ፡ ሓጺር ጸጕሪ ርእሲ፡ ስፍሕ ዝበለ ግንባር፡ ፍሩያት ኣዒንቲ፡ ንኽትስዕመን ዘወናውና ከናፍር፡ ምጥንቲ ኣፍንጫ፡ ጽቡቕ ዝተቐርጸ ደናጉ፡ በላሕን ተዋዛይትን'ያ። ካፒተን፡ ጠላሕ በለቶ፣ ኣብ ፍቀራ ወደቐ። ናብ ኢትዮጳያ ክትኣቱ ሓባበላ፣ ኣተወት። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ክትመላለስ ጀመረት። ክልቲኦም፡ እንታይ ተልእኮ ኾን ተዋሂቡዎም ይኸውን? ሰናይ ንባብ!

Brugerbedømmelser af ሰላዪት ኣብ መቐለ

Find lignende bøger
Bogen ሰላዪት ኣብ መቐለ findes i følgende kategorier:

Gør som tusindvis af andre bogelskere

Tilmeld dig nyhedsbrevet og få gode tilbud og inspiration til din næste læsning.